ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ ድምፆም ሂቦም

ሃዋሳ/ግንቦት 24/2018 (ኢዜኣ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ ኣብ ክልል መረፃ ሃዋሳ ጣብያ መረፃ ሰላም ኣደባባይ ቁፅሪ-1 ተረኺቦም ድምፆም ሂቦም።



እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብዚ እዋን ከም ዝበልዎ፤ መረፃ በዓል ዋናነት ስልጣን ህዝቢ ዝረጋገፀሉ ታሪኻዊ ከይዲ ስለዝኾነ እቲ ህዝቢ ካብ ንጉሆ ጀሚሩ ናብ ጣብያ መረፅኡ ብምውፃእ እናመረፀ እዩ ዝርከብ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም