ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሀሰን ድምፆም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ/ጉንቦት 24/2018(ኢዜኣ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሀሰን ኣብ ወረዳ ቡልድግሉ ከተማ ቡልድግሉ ተረኺቦም ድምፆም ሂቦም።
ንሻብዓይ ሓፈሻዊ መረፃ ልዔሊ 54 ሚሊዮን ዜጋታት ድምፆም ንምሃብ ዝተመዝገቡ ኮይኖም ሎሚ መዓልቲ ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ መርሃ ግብሪ ድምፂ ምሃብ እናተኻየደ እዩ ዝርከብ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም