ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ድምፆም ሂቦም - ኢዜአ ትግርኛ
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ድምፆም ሂቦም
ሃረር፤ ጉንቦት 24/2018(ኢዜኣ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኣብ ከተማ ሃረር ኣብ ዝርከብ መረፃ ጣብያ ጌይ መድረሳ ቁፅሪ 1 ተረኺቦም ድምፆም ሂቦም።
ንሻብዓይ ሓፈሻዊ መረፃ ልዔሊ 54 ሚሊዮን ዜጋታት ድምፆም ንምሃብ ዝተመዝገቡ ኮይኖም ሎሚ መዓልቲ ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ መርሃ ግብሪ ድሚፂ ምሃብ እናተኻየደ እዩ ዝርከብ።