ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ጋትሉዋክ ሮን (ዶ/ር) ድምፆም ሂቦም - ኢዜአ ትግርኛ
ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ጋትሉዋክ ሮን (ዶ/ር) ድምፆም ሂቦም
ጋምቤላ/ግንቦት 24/2018(ኢዜኣ) ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ጋትሉዋክ ሮን (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ጋምቤላ ክልል መረፃ ምምሕዳር ከተማ ጋምቤላ ጣብያ መረፃ መካነ እየሱስ ተረኺበን ድምፆም ሂቦም።
ኣብ ከተማ ጋምቤላ መረፅቲ ገስጊሶም ብምትሳእ ድምፆም እናሃቡ እዮም ዝርከቡ።
ኣብ ከተማ ጋምቤላ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተዓዘብትን ፈፀምትን መረፃ ኣብ ዝተረኸብሉ ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ እናተኻየደ እዩ ዝርከብ።