ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር) ድምፆም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ/ግንቦት 24/2018(ኢዜኣ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር) ኣብ ዝወዳደርሉ ክልል መረፃ ተረኺቦም ድምፆም ሂቦም።



7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ እናተኻየደ እዩ ዝርከብ።
ካርዲ መረፃ ዝወሰዱ መረፅቲ እውን ይውክለኒ እዩ ንዝብልዎ ተወዳዳሪ ድምፆም እናሃቡ እዮም ዝርከቡ።
54 ሚልዮንን 57 ሽሕን 861 መረፅቲ ድምፆም ከም ዝህቡ እውን ትፅቢት ይግበር።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም