ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀሥላሴ ንበዓል ኢድ ኣል ኣድሃ (ኣረፋ) መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም - ኢዜአ ትግርኛ
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀሥላሴ ንበዓል ኢድ ኣል ኣድሃ (ኣረፋ) መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ/ ግንቦት 18/2018 (ኢዜኣ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀሥላሴ ንመበል 1447 በዓል ኢድ ኣል ኣድሃ (አረፋ) መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም፤ መላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ንበዓል ኢድ ኣል ኣድሃ (ኣረፋ) ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም።
እቲ በዓል፤ ናይ ሰላም፣ሓድነት፣ ፍቕርን ምትሕስሳብን በዓል ንክኸውን እውን ሰናይት ትምኒቶም ገሊፆም።