ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንመበል 1447 በዓል ኢድ ኣል-ዓደሃ(ኣረፋ) መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን - ኢዜአ ትግርኛ
ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንመበል 1447 በዓል ኢድ ኣል-ዓደሃ(ኣረፋ) መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ/ግንቦት 18/2018 (ኢዜኣ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንመበል 1447 በዓል ኢድ ኣል-ዓደሃ(ኣረፋ) መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልኽኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም፤ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1447 በዓል ኢድ ኣል-ዓደሃ(ኣረፋ) ብሰላም ኣብፀሐኩም፤ ኢድ ሙባረክ ኢለን።
እቲ በዓል ናይ ሰላም፣ፍቕሪ፣ምትሕስሳብ፣ምትሕግጋዝን ሕብረትን በዓል ንክኸውን እውን ሰናይ ትምኒተን ገሊፀን።