ኣብ ቀረባ ግዜ ካብዚ ዓለም ብሞት ንዝተፈለዩን ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ንዝነበሩን ክቡር ኣይተ ዘገየ ኣስፋው ፀሎት ሕሊና ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ/ግንቦት 7/2018 (ኢዜኣ) ኣብ ቀረባ ግዜ ካብዚ ዓለም ብሞት ንዝተፈለዩን ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ንዝነበሩን ክቡር ኣይተ ዘገየ ኣስፋው ፀሎት ሕሊና ሓደ ደቒቓ ተገይሩ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ዝተረኸብሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ካብ ዝተጣሸሉ እዋን ጀሚሩ ዘሳለጦም ስራሕትን ቀፃሊ ኣንፈትን ንምግምጋም ዝተዳለወ መድረኽ ምክያድ ጀሚሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ፤ ኣብ ቀረባ ግዜ ካብዚ ዓለም ብሞት ንዝተፈለዩን ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ንዝነበሩን ክቡር ኣይተ ዘገየ ኣስፋው ብፀሎት ሕሊና ሓደ ደቒቓ ከምዝተዘከሩ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም