ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ሙዜም ሳይንስ ጎብንዮም

ኣዲስ ኣበባ/ግንቦት 5/2018 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን ኣብ ሙዜም ሳይንስ ዑደት ኣካይዶም።
መራሕቲ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ሙዜም ሳይንስ ዝገበርዎ ዑደት፤ ንዝለዓለ ፈጠራ፣ቴክኖሎጅን ኣብ ቀፃሊ ንዘለዉ ሰፋሕቲ ዕድላትን መፃኢ ዘበን ክልቲአን ሃገራ ዘለዎም ቆራፅነት ዘንፀባረቕሉ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።



እቲ ዑደት፤ ተሳጋሪ ራኢ ዝተሓንገጠ ምሕዝነት፣ኢትዮጵያን ፈረንሳይን መፃኢ ጉዕዘአን ብሩህ ከምዝኾነ ዘመላኽት ከምዝኾነ ተገሊፁ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም