ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኬንያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኬንያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ/ግንቦት 4/2018 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኬንያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ናብ ኢትዮጵያ ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።