ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሃገራዊ መድረኽ ምኽክር ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ/ሚያዝያ 29/2018 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሃገራዊ መድረኽ ምኽክር ምክያድ ጀሚሩ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ “ፀብለልታ ሚድያ ንህንፀት ተረኽ” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገራዊ መድረኽ ምኽክር እናተኻየደ ከምዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።‎



ኢትዮጵያ ካብ ዘመዝገበቶም ዓወታት ለውጢ እቲ ሓደ ትካላት ጠንካራን ትኽክለኛን መግለፂ ስርዓት ዲሞክራሲ ንክኾኑ ምግባር ከምዝኾነ ዝገለፀ እቲ ቤት ፅሕፈት፤ ካብዚኣቶም ድማ መራኸብቲ ሓፋሽ ግንባር ቀደም ተፀራሕቲ ከምዝኾኑ ገሊፁ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም