ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ስራሕቲ ልምዓት ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንምዕዛብ ኣሶሳ ኣትዮም - ኢዜአ ትግርኛ
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ስራሕቲ ልምዓት ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንምዕዛብ ኣሶሳ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ/ሚያዝያ 19/2018 (ኢዜኣ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ስራሕቲ ልምዓት ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንምዕዛብ ኣሶሳ ኣትዮም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ህዳሴ ኣሶሳ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሀሰን፣ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልል፣ኣቦታት ሃይማኖት፣ዓበይቲ ዓድን ነበርቲ ከተማ ኣሶሳን ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።