ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ፖርቹጋል ፓውሎ ራንገል ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ/ሚያዝያ 6/2018 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ፖርቹጋል ፓውሎ ራንገል ዘትዮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ፖርቹጋል ፓውሎ ራንገል ክልቲኣዊ ርክብን ዞባዊ ምትሕብባርን ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ዓውድታት ከምዝዘተዩ ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም