በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር መድፍዕ ክትኮስ እዩ

ኣዲስ ኣበባ/ሚያዝያ 3/2018(ኢዜኣ) በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ 9፡00 ሰዓት 9 ግዜ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ላፍሊጡ።
ስለዝኾነ ድማ ነበርቲ ከተማ ኣዲኣ ኣበባ እብቲ ጉዳይ ግቡእ ሓበሬታ ንክህልዎም ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣረዲኡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም