ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሥላሴ ንበዓል ትንሣኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ/ሚያዚያ 3/2018 (ኢዜኣ) ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ሥላሴ ንበዓል ትንሣኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም፤ እቲ በዓል ናይ ሰላም፣ ጥዕናን በረከትን ንክኸውን ተመንዮም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም