ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ንበዓል ትንሳኤ እየሱስ ክርስቶስ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም - ኢዜአ ትግርኛ
ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ንበዓል ትንሳኤ እየሱስ ክርስቶስ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ/ሚያዝያ 3/2018(ኢዜኣ) ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ንበዓል ትንሳኤ እየሱስ ክርስቶስ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም፤ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓል ፋሲካ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም።
እቲ በዓል ናይ ሰላም፣ጥዕናን ብልፅግናን ንክኾነልኩም ካብ ልቢ ይምነ ክብሉ እውን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።