ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኣፍሪኤግዚም ዶክተር ጆርጅ ኢሎምቢ ዘትዮም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኣፍሪኤግዚም ዶክተር ጆርጅ ኢሎምቢ ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ/ሚያዝያ 3/2018 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኣፍሪኤግዚም ዶክተር ጆርጅ ኢሎምቢ ዘትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ሎሚ መዓልቲ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኣፍሪኤግዚም ንዝኾኑ ዶክተር ጆርጅ ኢሎምቢ ተቐቢለ ኢሎም።
ኣብ ዝነበረና ሓባራዊ ፃንሒት እውን ስትራቴጂካዊ ርክብና ኣብ ነጠናኽረሎም ጉዳያት ዘቲና ክብሉ ገሊፆም።