ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መፃኢ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ/ሚያዝያ 1/2018 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መፃኢ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም።



እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መፃኢ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር ሎሚ ንጉሆ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን እቲ ቤት ፅሕፈት ዘዕብዮም ህፃናትን መኣዲ ከም ዘካፈሉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም