ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ሓደ ዓመት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገምጊሞም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ሓደ ዓመት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገምጊሞም
ኣዲስ ኣበባ/መጋቢት 29/2018 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ሓደ ዓመት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገምጊሞም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ንጉሆ ብፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ሌ/ታደሰ ወረደ ዓመታዊ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ቀሪቡሎም ኣብቶም ውፅኢታት ግምገማን ዘተን ከምዝገበሩ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።