ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ስራሕቲ ልምዓት ክልል ዓፋር ክዕዘቡ እዮም - ኢዜአ ትግርኛ
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ስራሕቲ ልምዓት ክልል ዓፋር ክዕዘቡ እዮም
ኣዲስ ኣበባ፤ መጋቢት /19/2018 (ኢዜኣ)፦ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ኣብ ክልል ዓፋር ስራሕቲ ልምዓት ክዕዘቡ እዮም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ሎሚ ንጎሆ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሡልጣን ዓሊሚራህ ሐንፋሬ እንትበፅሑ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ኣርባ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልል፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ዓበይት ዓዲን ነበርቲ ከተማ ሰመራን ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሮሎም፡፡