ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሥላሴ ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ/መጋቢት 11/2018(ኢዜኣ) ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ሥላሴ ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም።
እቲ በዓል ናይ ሰላም፣ ሓድነት፣ ፍቕርን ምትሕስሳብን በዓል ንክኸውን እውን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም