ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ወረዳ ጋጮ ባባ ጣብያ ላካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንሽርታት መሬት ሂወቶም ዝሓለፉ ዜጋታት ኣመልኪቱ ብሄራዊ መዓልቲ ሓዘን ኣዊጁ

ኣዲስ ኣበባ/መጋቢት 4/2018(ኢዜኣ) ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ብምኽንያት ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ወረዳ ጋጮ ባባ ጣብያ ላካ ዘጋጠመ ሓደጋ ምንሽርታት መሬት ሂወቶም ዝሓለፉ ዜጋታት ኣመልኪቱ ብሄራዊ መዓልቲ ሓዘን ኣዊጁ።



እቲ ብሄራዊ መዓልቲ ሓዘን ካብ 5 መጋቢት 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 3 መዓልትታት ዝፀንሕ ከም ዝኾነ እውን እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣፍሊጡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም