መርሃ ግብሪ መዘከርታ መዓልቲ ሰማእታት 6 ኪሎ ኣብ ዝርከብ ሓወልቲ ሰማእታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ/ለካቲት 12/2018 (ኢዜኣ) መበል 89 መርሃ ግብሪ መዘከርታ መዓልቲ ሰማእታት ፅንዓት ኣይግዛእን በሃላይነት ኢትዮጵያውያን ዝተርኣየሉ 12 ለካቲት 6 ኪሎ ኣብ ዝርከብ ሓወልቲ ሰማእታት ይካየድ ኣሎ።



ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሓርበኛታት ወለዲ ሓዊሱ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም