ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ/ለካቲት 8/2018 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ዘትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ሎሚ መዓልቲ ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ኣብ ኣህጉራውን ሓባራዊ ድሌታትናን ውፅኢታዊ ዘተ ገይርና ኢሎም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም