ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ/ለካቲት 8/2018 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ዘትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ጎና ጎኒ ካልኣይ መዓልቲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ክልቲኣዊ ርክብና ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ዘቲና ኢሎም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም