ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ጋና ጆን ማሃማ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ/ለካቲት 8/2018 (ኢዜኣ) ‎ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ጋና ጆን ማሃማ ዘትዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ሎሚ መዓልቲ ጎና ጎኒ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ፕሬዚዳንት ጋና ጆን ማሃማ ክልቲኣዊ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ምዝታዮም ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም