ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮትዲቯር ቲዬሞኮ ሜይሊየት ኮኔ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ/ለካቲት 8/2018 (ኢዜኣ) ‎ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮትዲቯር ቲዬሞኮ ሜይሊየት ኮኔ ዘትዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ሎሚ መዓልቲ ንምክትል ፕሬዚዳንት ኮትዲቯር ቲዬሞኮ ሜይሊየት ኮኔ ረኺበ ኣብ ጉዳያት ኣህጉራውን ሓባራዊ ድሌትን ዘቲና ኢሎም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም