ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኬር ማያርዲት ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ/ለካቲት 8/2018 (ኢዜኣ) ‎ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኬር ማያርዲት ዘትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝተፋለለዩ ወሰንቲ ኣጀንዳታት ዘተና እናገበርና ጎና ጎኒ ድማ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኬር ማያርዲት ተራኺብና ኣብ ዞባዊ ሰላምን ፀጥታን ዘቲና ኢሎም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም