ቀዳማይ ሚኒስትር ሞሮኮ ኣዚዝ አክሃኖች ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ/ለካቲት 6/2018(ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ሞሮኮ ኣዚዝ አክሃኖች ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ሰላም መሐመድ እድሪስን ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳይ ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬን ኣቀባብላ ገይረምሎም።



ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝሳተፉ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣዲስ ኣበባ እናኣተዉ እዮም ዝርከቡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም