ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜሪካ ክሪስቶፈር ቲ ላንዳውን ኣዛዚ እዚ ኣፍሪካ ዩኤስ ኣሜሪካ ጄነራል ዳግቪን ኣንደርሰንን ዘትዮም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜሪካ ክሪስቶፈር ቲ ላንዳውን ኣዛዚ እዚ ኣፍሪካ ዩኤስ ኣሜሪካ ጄነራል ዳግቪን ኣንደርሰንን ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ/ጥሪ 20/2018 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜሪካ ክሪስቶፈር ቲ ላንዳውን ኣዛዚ እዚ ኣፍሪካ ዩኤስ ኣሜሪካ ጄነራል ዳግቪን ኣንደርሰንን ሎሚ መዓልቲ ዘትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ምስ ዝተረኸቡ ምክትል ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜሪካ ክሪስቶፈር ቲ ላንዳውን ኣዛዚ እዚ ኣፍሪካ ዩኤስ ኣሜሪካ ጄነራል ዳግቪን ኣንደርሰንን ዘቲና ኢሎም።
ንቀፃልነት ዘለዎ ምትሕብባርን ምክብባርን ኣፅንኦት ንዝሃበ ድሙቕን ሃናፅን ዘተና ምስጋናይ የቕርብ ክብሉ እውን ገሊፆም።