ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ሪፐብሊክ ጀርመን ጆአን ዋድፉል ዘትዮም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ሪፐብሊክ ጀርመን ጆአን ዋድፉል ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ/ጥሪ 14/2018 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ሪፐብሊክ ጀርመን ጆአን ዋድፉል ሎሚ ዘትዮም ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ሪፐብሊክ ጀርመን ጆአን ዋድፉል ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ጀርመንን ዘለና ምትሕብባር ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ኩነታት ትርጉም ዘለዎ ዘተ ገይርና ኢሎም።