ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኣገልግሎት ኢምግሬሽንን ዜግነትን ዝተሳለጡ ስራሕቲ ምምሕያሽ ተዓዚቦም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኣገልግሎት ኢምግሬሽንን ዜግነትን ዝተሳለጡ ስራሕቲ ምምሕያሽ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ/ጥሪ 4/2018 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኣገልግሎት ኢምግሬሽንን ዜግነትን ዝተሳለጡ ስራሕቲ ምምሕያሽ ተዓዚቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፤ ኣብ ኣገልግሎት ኢምግሬሽንን ዜግነትን ዝተሳለጡ ስራሕቲ ምምሕያሽ ንምዕዛብ ኣብቲ ትካል ከምዝተረኸቡ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።