ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንበዓል ልደት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ/ታሕሳስ 28/2018 (ኢዜኣ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንበዓል ልደት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ እንኳዕ ንበልዓል ልደት ኣብፀሐኩም ኢሎም።
እቲ በዓል፤ ናይ ሰላምን ሓጎስን በዓል ንክኸውን እውን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም