እቲ ቤት ምኽሪ ሹመት 34 ሕፁያት ዳያኑ ላዕዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ/ታሕሳስ 28/2018 (ኢዜኣ) ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ሹመት 34 ሕፁያት ዳያኑ ላዕዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣፅዲቑ።
እቲ ቤት ምኽሪ መበል 8ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ።
ኣብቲ ኣኼባ፤ ረቂቕ ኣዋጅ ሹመት 34 ሕፁያት ዳያኑ ላዕዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መርሚሩ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም