“ሙሁር መን እዩ?"

ሙሁር ብስሚዕታውነት ዝግናሕ ኣይኮነን


 

መግለፂታት ሙሁር -

-ንሓሳብ ዘኽብርን ዘፍቅርን

-ኣዕሚቑ ዝሓስብን ብዙሕ ዝሓትትን

-መንበባይ፣ኣራምን ተንታንን

-ፈታሒ ፀገምን ኣላሺ ፍታሕን


 

ኣብ ክብረ በዓል መበል 75 ዓመት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ

ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ (/) ካብ ዘቕረብኩዎ እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ጭብጥታት ይርከብዎም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (/)

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም