ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ/ታሕሳስ 14/2018 (ኢዜኣ) ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንፃንሒት ሓደ መዓልቲ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፁ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ከምዝተቐበሉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።

 

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም