ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ብምዃን ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ/ታሕሳስ 8/2018(ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ብምዃን ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።



ኢትዮጵያን ህንድን ኣብ ሓምለዋይ ልምዓት ዘለወን ተመሳሳሊ ዕላማ ስለዘለወን ዘለወን ልምዲ ንምልውዋጥ ቆራፅነተን ገሊፀን።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም