ናይ ነዊሕ እዋን ታሪኻዊ ርክብ ኢትዮጵያን ህንድን ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ/ታሕሳስ 8/2018(ኢዜኣ) ናይ ነዊሕ እዋን ታሪኻዊ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ህንድን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ንኢትዮጵያ ዳግማይ ከምዝጉብንዩ ተስፋ ኣለኒ ኢሎም።



ታሪኻዊ፣ባህላውን ዲፕማሲያውን ርክብ ኢትዮጵያን ህንድን ብዘላቕነት ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል እውን ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም