ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቁፊ ዕምበባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ/ታሕሳስ 8/2018(ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቁፊ ዕምበባ ኣንቢሮም።
ዑደት ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፀንሐ ታሪኻዊ ዲፕሎማሲያዊ ርክብን ኢትዮጵያን ህንድን ናብ ዝለዓለ ስትራቴጂካዊ ርክብ ዘሰጋግር እዩ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ መርኣያ ነፃነት መላእ ፀለምቲ ህዝብታት ንዝኾነ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ብምጉብናይ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም።



ኢትዮጵያን ህንድን ኣብ ርክብ ዲፕሎማሲ፣ኢኮኖሚ፣ባህሊ ናይ ነዊሕ ዘበን ታሪኽ ዘለወን ሃገራት እየን።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም