ሰሌዳ ግዜ ኣብዚ ዓመት ዝካየድ መበል 7ይ ሃገራዊ መረፃ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ/ሕዳር 30/2018(ኢዜኣ) ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሰሌዳ ግዜ ኣብዚ ዓመት ዝካየድ መበል 7ይ ሃገራዊ መረፃ ዕላዊ ገይሩ።
ብመሰረት እዚ እውን መዓልቲ መውሃቢ ድምፂ እቲ ሃገራዊ መረፃ 24 ግንቦት 2018 ዓ/ም ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም