ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንኣምባሳደር በትረ መንግስቱ ሚኒስትር ዲኤታ ሓላፊ ፍሉይ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገይሮም ሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ/ሕዳር 22/2018 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ 23 ሕዳር 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ኣምባሳደር በትረ መንግስቱ ሚኒስትር ዲኤታ ሓላፊ ፍሉይ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገይሮም ምሿሞም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም