ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ንኣዛዚ እዚ ኣፍሪካ ዩናይትድ ስቴትስ ጄነራል ዳግቪን አር ኤም አንደርሰን ዘትዮም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ንኣዛዚ እዚ ኣፍሪካ ዩናይትድ ስቴትስ ጄነራል ዳግቪን አር ኤም አንደርሰን ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ/ሕዳር 16/2018 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ንኣዛዚ እዚ ኣፍሪካ ዩናይትድ ስቴትስ ጄነራል ዳግቪን አር ኤም አንደርሰን ዘትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ሎሚ ንጉሆ ንኣዛዚ እዚ ኣፍሪካ ዩናይትድ ስቴትስ ጄነራል ዳግቪን አር ኤም አንደርሰን ረኺበ ኣብ ዘባዊ ፀጥታን ኣብ ምትሕብባርን ብዝበለፀ ንምትግባር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ዘተ ኣካይድና ኢሎም።