ምልክታት ማርበርግ ቫይረስ እንታይ እዮም ? ካብ ኣፍ ፣ካብ ኣፍንጫ ወይ ካዓ ካብ ቆርበት ሱር ደም ምፍሳስ ፤ ልዑል ረስኒ ፤ቑሩቑሪ ምባል ን ሕማም ርእስን ን፤ ሕማም ጭዋዳን ሕቖን ፤ ዕውልውል ምባል ፤ሕማም ቆርበት ን ውፅኣትን ፤ ኣብ ኣፍ ልቢ ፤ድሕሪትን ከብድን ኣዝዩ ጎሊሁ ዝረአ ሽፍታ ፤ - ኢዜአ ትግርኛ
ምልክታት ማርበርግ ቫይረስ እንታይ እዮም ? ካብ ኣፍ ፣ካብ ኣፍንጫ ወይ ካዓ ካብ ቆርበት ሱር ደም ምፍሳስ ፤ ልዑል ረስኒ ፤ቑሩቑሪ ምባል ን ሕማም ርእስን ን፤ ሕማም ጭዋዳን ሕቖን ፤ ዕውልውል ምባል ፤ሕማም ቆርበት ን ውፅኣትን ፤ ኣብ ኣፍ ልቢ ፤ድሕሪትን ከብድን ኣዝዩ ጎሊሁ ዝረአ ሽፍታ ፤
ምልክታት ማርበርግ ቫይረስ እንታይ እዮም ?
- ካብ ኣፍ ፣ካብ ኣፍንጫ ወይ ካዓ ካብ ቆርበት ሱር ደም ምፍሳስ ፤
- ልዑል ረስኒ፣ቑሩ ቑሪ ምባልን ሕማም ርእስን፤
- ሕማም ጭዋዳን ሕቖን፤
- ዕውልውል ምባል ፤ሕማም ቆርበትን ውፅኣትን ፤
- ኣብ ኣፍ ልቢ፣ድሕሪትን ከብድን ኣዝዩ ጎሊሁ ዝረአ ሽፍታ፤