ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ(ኮራ) ክልል ዓፋር ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ/ሕዳር 8/2018(ኢዜኣ) ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ(ኮራ) ክልል ዓፋር ስራሕ ጀሚሩ።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ(ኮራ) እቲ ክልል መሪቖም ስራሕ ኣጀሚሮም።



ኣብቲ መርሃ ግብሪ፤ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ ሓዊሱ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ፣ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር) ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን እቲ ክልልን ተረኺቦም።
ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ እቲ ሕብረተሰብ ዲጂታል ኣማራፅታት ብምጥቃም ኣገልግሎታት ብቐሊሉ ኣብ ሓደ ቦታ ዝረኽበሉ ማእኸል እዩ።


 

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም