ኤግዚቢሽን መበል 10ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሰመራ ሎጊያ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ/ሕዳር 6/2018(ኢዜኣ) ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዲሞክራስን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኤግዚቢሽን መበል 10ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሰመራ ሎጊያ ኣጀሚሮም።
መበል 10ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ “ዕቤት ከተማታት ንልህቐት ኢትዮጵያ” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ሎጊያ እናተኻየደ እዩ ዝርከብ።
ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዲሞክራስን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኤግዚቢሽን መበል 10ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ ኣጀሚሮም።



እቲ ኤግዞቢሽን ከተማታት ዓርሰን ዘፋልጣሉ መድረኽ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብተወሳኺ እውን ከተማታት ዘለወን ሙሩፅ ተሞኩሮ ዝለዋወጣሉ መድረኽ እዩ ተባሂሉ።


 

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም