ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ሃረሪ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፉት ኮይኑ

ሃረር/ሕዳር /2/2018 (ኢዜኣ) ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ሃረሪ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፉት ኮይኑ።
ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ሃረሪ፤ ርዕሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኦርዲን በድሪን ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፐብሊክ ሰርቪስ ፌዴሪኢ ኣልማዝ መሰለን ኣብ ዝተረኸብሉ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፉት ኮይኑ።
ኣብታ ከተማ ዝተሃንፀ እቲ ሓደ ማእኸል፤ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ኣብ ሸውዓተ ትካላት 22 ኣገልግሎታት ኣዋዲዱ ዝህብ እዩ።


 

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም