ኣብ ጎርጎራ ጣናነሽ ዝተብሃለት ጀልባ ስራሕ ኣጀሚርና ኢና። ኣብ ማይ ጣና እናቐዘፈት ንከተማ ባህር ዳር ምስ ኢኮ ሎጅ ጎርጎራ ምርኻብ ጀሚራ እያ። ልዕሊ 180 ተጉዓዝቲ ናይ ምጉዕዓዝ ዓቕሚ ዘለዋ ጣናነሽ ንዑደት፣ንምዝንጋዕን ዘደምም ተፈጥሮኣዊ ከባቢ ጣና ሃይቅ ንምጉብናይን ናብ ኢኮሎጅ ጎርጎራ ዝግበር ጉዕዞ ብዝበለፀ ምችው ገይራቶ እያ። ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) - ኢዜአ ትግርኛ
ኣብ ጎርጎራ ጣናነሽ ዝተብሃለት ጀልባ ስራሕ ኣጀሚርና ኢና። ኣብ ማይ ጣና እናቐዘፈት ንከተማ ባህር ዳር ምስ ኢኮ ሎጅ ጎርጎራ ምርኻብ ጀሚራ እያ። ልዕሊ 180 ተጉዓዝቲ ናይ ምጉዕዓዝ ዓቕሚ ዘለዋ ጣናነሽ ንዑደት፣ንምዝንጋዕን ዘደምም ተፈጥሮኣዊ ከባቢ ጣና ሃይቅ ንምጉብናይን ናብ ኢኮሎጅ ጎርጎራ ዝግበር ጉዕዞ ብዝበለፀ ምችው ገይራቶ እያ። ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)