ኣብ ጎንደር ኣብ ዝነበረና ፃንሒት ኩነታት ስራሕ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ መገጭ ገምጊምና። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ልዕሊ 870 ሄክታር ዝዓረፈ እንትኸውን 17000 ሄክታር መሬት ብመስኖ ቀረባት ከምዝሽፍን ትፅቢት ይግበር። ቁልፊ እቲ ፕሮጀክት ዝኾነ ስራሕ ምምላስ ሩባ ብዓወት ተዛዚሙ እዩ። እቶም ዝተረፉ ስራሕቲ እውን ኣብ ዝተትሓዘሎም ግዜ ገደብ እናተሳለጡ እዮም ዝርከቡ። ግድብ መገጭ ኣብ ዝዛዘመሉ እዋን መፍረያይነት ግብርና እቲ ከባቢ ዘዕቢ ክኸውን እዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

 

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም