ኢትዮጵያን ሩሲያን ክልቲኣዊ ምትሕብባረን ምጥንኻር ኣብ ዘኽእለን ኩነታት ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ/ጥቅምቲ 26/2018(ኢዜኣ) ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ እዮብ ተካልኝ(ዶ/ር)ን ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴን ምስ ብሚኒስትር ልምዓት ኢኮኖሚ ሩሲያ ማክሲም ሬሺትኒኮቭ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ዘትዮም።
ክልቲኦም ወገናት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ኢኮኖምን ፋይናንስን ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት መኺሮም።



እተን ሃገራት ብምትሕብባር ክሰርሓሎም ኣብ ዝኽእላሉ ዓውድታት እውን ሓሳብ ተለዋዊጦም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም