ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ጌዲዎን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ፈረንሳይን ኣውሮፓን ዣን ኖኤል ባሮት ኣብ ፓሪስ ተዛቲዮም - ኢዜአ ትግርኛ
ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ጌዲዎን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ፈረንሳይን ኣውሮፓን ዣን ኖኤል ባሮት ኣብ ፓሪስ ተዛቲዮም
ኣዲስ አበባ/ ጥቅምቲ 25/2018 (ኢዜኣ) ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ጌዲዎን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ፈረንሳይን ኣውሮፓን ዣን ኖኤል ባሮት ኣብ ፓሪስ ተዛቲዮም።
ክልቲኦም ሚኒስትራት፤ ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባርን ሓበራዊ ድሌት ኣብ ዘለዎም ዞባዊ ጉዳያትን ጠሚቶም መኺሮም።